ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 4/14 ገጽ 2
  • 21 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን መደብ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 21 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን መደብ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 21 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
km 4/14 ገጽ 2

21 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን መደብ

21 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 46⁠ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

jr ምዕ. 5 ¶13-18 (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘጸኣት 15-18 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ዘጸኣት 15:20-16:5 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ምስልታት ምምላኽ፡ ንህዝቢ እስራኤል ጥፍኣት ኣስዓበሎም—td 12ለ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ምንጻል ጥንሲ—ህይወት፡ ኣምላኽ ዝሃበና ኽቡር ውህበት እዩ—lv ገጽ  80 ¶16፣ w11 1/11 ገጽ 6 ¶3 (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 27

10 ደቒቕ፦ ‘ነቶም ህዝቢ ኣክቦም።’ ሕቶታትን መልስታትን።

10 ደቒቕ፦ “ኣብ መንጎ ኣህዛብ ኣካይዳኹም ኣጸብቑ።” ሕቶታትን መልስታትን።

10 ደቒቕ፦ ተገደስቲ ዘበሉ ፍርሂ ሰብ ንኼሰንፉ ሓግዞም። ሓላው ኣገልግሎት ኣብ ናይ ታሕሳስ 2006 ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና፡ ኣብ ገጽ 3ን 4ን ሕጡብ ጽሑፍ 4-8 ተመርኲሱ ዜቕርቦ መደረ።

መዝሙር 43⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ