ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 4/14 ገጽ 1
  • 14 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን መደብ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 14 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን መደብ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 14 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
km 4/14 ገጽ 1

14 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን መደብ

14 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 37⁠ን ጸሎትን

መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

jr ምዕ. 5 ¶7-12 (30 ደቒቕ)

ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘጸኣት 11-14 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ዘጸኣት 12:37-51 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ምስሊ ዀነ ሓወልቲ ንኣምልኾ ምጥቃም፡ ንኣምላኽ ውርደት እዩ—td 12ሀ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ንሕቡእ ድኽመታት ኣስተብህለሉ—w08 15/6 ገጽ 4 ¶4–ገጽ 5 ¶2 (5 ደቒቕ)

ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 17

15 ደቒቕ፦ ንመጽሓፍ ዓመት 2014 ብዚግባእ ተጠቐመላ። ምይይጥ። ነታ ኣብ እታው እዛ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና እትርከብ “ካብ ኣመሓዳሪ ኣካል እተላእከት ደብዳበ” ተመያየጠላ። እተወሰኑ ኣስፋሕቲ ኻብታ መጽሓፍ ዓመት ንዝረኸብዎ ዜተባብዕ ተመክሮታት ኬዘንትዉ፡ ኣቐዲምካ ኣዳልዎም። ሰማዕቲ ብዛዕባ እቲ ጕሉሕ መዳያት ዓለምለኻዊ ጸብጻብ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም። ኵሎም ነታ መጽሓፍ ዓመት ኬንብብዋ ብምትብባዕ ዛዝም።

15 ደቒቕ፦ “ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ንመገላግልትኻ ደግፎ።” ምይይጥ። ዘይሕግዝ መገላግልቲ ኼጋጥመና ኸሎ ዜርኢ፡ ክልተ ሕጽር ዝበለ መርኣያታት ኣቕርብ። ድሕሪ ነፍሲ ወከፍ መርኣያ፡ እቲ መገላግልቲ ነቲ ዅነታት ብዝበለጸ ብኸመይ ኪሕዞ ኸም ዝነበሮ፡ ሰማዕቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።

መዝሙር 45⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ