ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 2/14 ገጽ 4
  • 3 መጋቢት እትጅምር ሰሙን መደብ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 3 መጋቢት እትጅምር ሰሙን መደብ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 3 መጋቢት እትጅምር ሰሙን
  • 10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
km 2/14 ገጽ 4

3 መጋቢት እትጅምር ሰሙን መደብ

3 መጋቢት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 2⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

jr ምዕ. 3 ¶7-12 (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘፍጥረት 36-39 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ዘፍጥረት 37:1-17 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ መጽሓፍ ቅዱስ ንዅሎም ኣህዛብን ዓሌታትን ተጻሒፉ—td 9ሐ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ኣቢጋይል ንየሆዋ ዜኽብር ባህርያት ኣርእያ—w03 1/11 ገጽ 11 ¶14-16 (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 20

10 ደቒቕ፦ ኣብ መጋቢት መጽሔታት ዓድል። ምይይጥ። ነቲ ኣብዚ ገጽ እዚ ዘሎ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት ተጠቒምካ፡ እተን መጽሔታት ብኸመይ ኪዕደላ ኸም ዚኽእላ ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ። ድሕሪኡ፡ ንነፍሲ ወከፍ ኣቀራርባ፡ ካብ መጀመርታ ኽሳዕ መወዳእታ ተመያየጡላ። ኣብተን ኣብ ወርሒ መጋቢት ዘለዋ ኽልተ ቐዳመ ሰንበት፡ እተን መጽሔታት ምስ ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ ብኸመይ ኪዕደላ ኸም ዚኽእላ ምእንቲ ኺገልጹ፡ ንሰማዕቲ ዓድሞም።

10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።

10 ደቒቕ፦ እንታይ ዓሚምና፧ ምይይጥ። ንኣስፋሕቲ፡ ነቲ ኣብታ፡ “ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ንዝረኸብካዮ ተገዳስነት መዝግቦ” ዘርእስታ ዓንቀጽ ዚርከብ ነጥብታት ኣብ ግብሪ ብምውዓሎም ብዛዕባ ዝረኸብዎ ጥቕሚ ንኺገልጹ ዓድሞም፣ ምስኡ እተተሓሓዘ ጽቡቕ ተመክሮ እንተ ኣልይዎም ንኼዘንትዉ ድማ ሕተቶም።

መዝሙር 1⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ