ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 1/14 ገጽ 4
  • መደብ 3 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 3 ለካቲት እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 3 ለካቲት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
km 1/14 ገጽ 4

3 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

3 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 22⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

jr ምዕ. 2 ¶7-13፡ ኣብ ገጽ 20 ዘላ ሳጹን (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘፍጥረት 21-24 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ዘፍጥረት 23:1-20 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ካብ ሓንቲ ሰበይቲ ንላዕሊ ምምርዓው ቅዱስ ጽሑፋዊ ኣይኰነን—td 8ሰ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ኣቤል ንኣምላኽ ባህ እተብል እምነት ኣርኣየ—w03 1/5 ገጽ 28 ¶3–ገጽ 29 ¶1 (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 54

10 ደቒቕ፦ ኣብ ለካቲት መጽሔታት ክትዕድል ተዳሎ። ምይይጥ። ነቲ ኣብ ገጽ 4 ዘሎ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ተጠቒምካ፡ እተን መጽሔታት ብኸመይ ኪዕደላ ኸም ዚከኣል፡ መርኣያ ብምቕራብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ሓደ ወይ ክልተ ምሉእ ሓሳባት ብሓንሳእ እናንበብካ፡ ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ፡ ካብ መጀመርታ ኽሳዕ መወዳእታ ተንትኖ። ንሰማዕቲ ድማ ንዕላማኡ ብዚምልከት ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም። ኣስፋሕቲ ናይ ገዛእ ርእሶም ቃላት ኪጥቀሙ ኸም ዘለዎምን ነቲ መርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ኪቕይርዎ ወይ ከኣ ካልእ ኬዳልዉ ኸም ዚኽእሉን ኣዘኻኽሮም። ንዅሎም፡ ነተን መጽሔታት ኣጸቢቖም ኪፈልጥወን፡ ኣብ ምዕዳለን ድማ ብዉዕዉዕ ስምዒት ኪካፈሉ ብምትብባዕ ዛዝም።

10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ። ነቲ “ፈትዮም ይመጹ” ዚብል ኣብ ናይ 15 ጥቅምቲ 2013 ሕታም መጽናዕቲ ግምቢ ዘብዐኛ፡ ኣብ ገጽ 3-6 ዚርከብ፡ እተመርጸ ተመክሮታት ተመያየጥሉ። ግብራዊ ትምህርቲ ድማ ኣጕልሕ።

10 ደቒቕ፦ ብፍሪኦም ከተለልይዎም ኢኹም። (ማቴ. 7:16) ኣብ ዓመት መጽሓፍ 2013፡ ኣብ ገጽ 47፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1-2፡ ከምኡ እውን ኣብ ገጽ 52 ሕጡብ ጽሑፍ 1፡ ክሳዕ ገጽ 53፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ንሰማዕቲ፡ ካብቲ ተመክሮ ብዛዕባ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።

መዝሙር 25⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ