ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 12/13 ገጽ 7
  • መደብ 30 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 30 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 30 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
km 12/13 ገጽ 7

መደብ 30 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

30 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 13⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

jl ትምህርቲ 26-28 (30 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ራእይ 15-22 (10 ደቒቕ)

ድግማ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት (20 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 43

10 ደቒቕ፦ “‘ብእምነት ኪጸንዑ’ ሓግዞም።” መደረ። ድሕሪኡ፡ ነቲ ኣብ ቀረባ እዋን እተዳለወ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ተጠቒምካ፡ ኣብ ጥሪ፡ ኣብ ቀዳመይቲ ቐዳም፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም እተጀምር ዜርኢ፡ ሓጺር መርኣያ ኣቕርብ። ኵሎም ኣብዚ ዕዮ እዚ ንኺካፈሉ ኣተባብዓዮም።

10 ደቒቕ፦ ደቅኹም ኣስፋሕቲ ንኪዀኑ ሓግዝዎም። ኣብታ እተወደበ እትብሃል መጽሓፍ፡ ኣብ ገጽ 82፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1-2 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ንሓደ ዘይተጠምቀ ኣስፋሒ ዝዀነ ውሉድ ዘለዎ ኣብነታዊ ወላዲ ቓለ መጠይቕ ግበረሉ። እቲ ወላዲ፡ ውሉዱ ዕቤት ገይሩ ኣስፋሒ ኪኸውን ንኺበቅዕ ብኸመይ ሓጊዝዎ፧

10 ደቒቕ፦ በይንና ኣይኰንናን። (2 ነገ. 6:16) ኣብ መጽሓፍ ዓመት 2013፡ ኣብ ገጽ 48፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1-3 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ንሰማዕቲ፡ ካብቲ ተመክሮ ብዛዕባ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።

መዝሙር 20⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ