ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 11/13 ገጽ 2
  • “ናብዚ ዝመጻእኩሉ ምኽንያት . . .”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “ናብዚ ዝመጻእኩሉ ምኽንያት . . .”
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—መእተዊ ብኸመይ ከም እትዳሎ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2014
  • ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር እትብሃል መጽሓፍ ኣበርክት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2015
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2013
km 11/13 ገጽ 2

“ናብዚ ዝመጻእኩሉ ምኽንያት . . .”

ሰብ ቤት ማዕጾኦም ከፊቶም፡ ኣብኡ ደው ኢልና ምስ ዚርእዩና፡ መን ምዃንናን ስለምንታይ ከም ዝመጻእናን ይሓስቡ ይዀኑ። ፍዅስ ምእንቲ ኺብሎም፡ ኣብ መእተዊና እንታይ ክንብል ንኽእል፧ ገሊኦም ኣስፋሕቲ ነቲ ኣብቲ ኸባቢ ልሙድ ዝዀነ ሰላምታ ድሕሪ ምሃብ፡ ነታ “ናብዚ ዝመጻእኩሉ ምኽንያት” እትብል ሓረግ ኪጥቀሙ ይመርጹ። ንኣብነት፡ ከምዚ ዚስዕብ ይብሉ ይዀኑ፦ “ናብዚ ዝመጻእናሉ ምኽንያት፡ ብዙሓት ዘዘራረብናዮም ሰባት፡ ብዛዕባ ገበን ኪሻቐሉ ስለ ዝረኣናዮም ኢና። ንስኻኸ . . .” ወይ “ናብዚ ዝመጻእኩሉ ምኽንያት፡ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ትምህርቲ ብናጻ ንምምሃር እዩ።” እቲ ብዓል ቤት ስለምንታይ ናብኡ ኸም ዝመጻእካ ብኣጋኡ እንተ ደኣ ፈሊጡ፡ እንታይ ከም እትብል ንምስማዕ ዝያዳ ይድረኽ ይኸውን።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ