መደብ 18 ሕዳር እትጅምር ሰሙን
18 ሕዳር እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 20ን ጸሎትን
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
jl ትምህርቲ 8-10 (30 ደቒቕ)
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ እብራውያን 9-13 (10 ደቒቕ)
ቍ. 1፦ እብራውያን 10:19-39 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ቍ. 2፦ መስቀል ኪምለኽ የብሉን—td 5ለ (5 ደቒቕ)
ቍ. 3፦ ንኻልኦት ከነጸናንዓሉ እንኽእል መገድታት—ሮሜ 15:4፣ 2 ቈረ. 1:3, 4 (5 ደቒቕ)
□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
10 ደቒቕ፦ ሳጹን ሕቶ። ምይይጥ። ድሕሪኡ፡ ዜና መንግስቲ ኣምላኽ ቍ. 38 ንምዕዳል ኣብ ዚግበር ወፈራ፡ ኣብ ጉባኤኹም ዚርአ ዘሎ ምዕባለ ሓብር።
10 ደቒቕ፦ “ናብዚ ዝመጻእኩሉ ምኽንያት . . .” ምይይጥ። ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ዚዕደል ጽሑፍ ጥቐስ፣ ኣብታ ዓንቀጽ ዘሎ ርእይቶታት ተጠቒምካ ድማ፡ ሓንቲ ወይ ክልተ መርኣያ ኣቕርብ።
10 ደቒቕ፦ የሆዋ፡ ጸሎት ኣገልገልቱ ይሰምዕ እዩ። (1 ዮሃ. 3:22) ኣብ ዓመት መጽሓፍ 2013፡ ኣብ ገጽ 91፡ ሕጡብ ጽሑፍ 2-3፡ ከምኡውን ኣብ ገጽ 108-109 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ንሰማዕቲ፡ ካብቲ ተመክሮ ብዛዕባ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።
መዝሙር 6ን ጸሎትን