ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 5/12 ገጽ 3
  • መደብ 28 ግንቦት እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 28 ግንቦት እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 28 ግንቦት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
km 5/12 ገጽ 3

መደብ 28 ግንቦት እትጅምር ሰሙን

28 ግንቦት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 49⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 4 ¶5-12 (25 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ኤርምያስ 49-50 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ኤርምያስ 49:28-39 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ስም የሆዋ “ጽኑዕ ግምቢ” ዚኸውን ብኸመይ እዩ፧—ምሳ. 18:10 (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ሰንበት ምሕላው ካብ ጥንታዎት እስራኤላውያን ጥራይ እዩ ዚድለ ነይሩ—td 20ለ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 38

10 ደቒቕ፦ ምልክታታት። ነቲ ኣብ ገጽ 4 ዘሎ ናይ ቀረባ እዋን ሕታም ተጠቒምካ፡ ኣብ ሰነ፡ ኣብ ቀዳመይቲ ቐዳም፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ከም እተጀምር ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ።

25 ደቒቕ፦ “ናይ የሆዋ መሰኻኽር—እምነት ብግብሪ፡ 2ይ ክፋል፦ ብርሃን ይብራህ።” ሕቶታትን መልስታትን። ነቲ ኣብ መጀመርታን ኣብ መወዳእታን ዚርከብ ሓሳብ ብሕጽር ዝበለ መገዲ ኸም መእተውን ከም መዛዘምን ጌርካ ተጠቐመሉ።

መዝሙር 45⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ