መደብ 21 ግንቦት እትጅምር ሰሙን
21 ግንቦት እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 53ን ጸሎትን
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
bt ምዕ. 4፡ ኣብ ገጽ 33 ዘላ ሳጹን (25 ደቒቕ)
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ኤርምያስ 44-48 (10 ደቒቕ)
ቍ. 1፦ ኤርምያስ 46:18-28 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ቍ. 2፦ ክርስትያናት ብመዓልቲ ሰንበት ኣይቅየዱን እዮም—td 20ሀ (5 ደቒቕ)
ቍ. 3፦ ‘ንመንፈስ ኢልና ኽንዘርእ’ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧—ገላ. 6:8 (5 ደቒቕ)
□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
10 ደቒቕ፦ ምልክታታት። ኣብ ወርሒ ሰነ ዚዕደል ጽሑፋት ጥቐስ፡ ሓንቲ መርኣያ ድማ ኣቕርብ።
15 ደቒቕ፦ ኣቱም መንእሰያት፡ ኣብ እዋን ዕረፍቲ ሓገዝቲ ፈለምቲ ዄንኩም ከተገልግሉ ትኽእሉዶ፧ መደረ። ነቲ ኣብ መጽሓፍ እተወደበ ኣብ ገጽ 113፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ብዛዕባ ሓጋዚ ፈላሚ ተጠቒሱ ዘሎ ብቕዓታት ኣሕጽር ኣቢልካ ግለጾ። ድሕሪኡ፡ ንእዋን ዕረፍቶም ሓጋዚ ፈላሚ ንምዃን ንእተጠቕሙሉ ሓደ ወይ ክልተ ኣስፋሕቲ ቓለ መጠይቕ ግበረሎም። መንእሰያት ነቲ ዚቕጽል ካብ ትምህርቶም ዕረፍቲ ዚረኽቡሉ ወርሒ ሓገዝቲ ፈለምቲ ንምዃን ኪጥቀምሉ ኣተባብዓዮም።
10 ደቒቕ፦ “ሓቀኛ ኽትከውን ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧” ምይይጥ።
መዝሙር 41ን ጸሎትን