ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 5/12 ገጽ 1
  • መደብ 14 ግንቦት እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 14 ግንቦት እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 14 ግንቦት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
km 5/12 ገጽ 1

መደብ 14 ግንቦት እትጅምር ሰሙን

14 ግንቦት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 33⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

bt ምዕ. 4 ¶1-4፡ ኣብ ገጽ 30 ዘላ ሳጹን (25 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ኤርምያስ 39-43 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ኤርምያስ 40:1-10 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ደቂ ሰብ ናብ ዕረፍቲ ኣምላኽ ኪኣትዉ ይኽእሉዶ፧—እብ. 4:10, 11 (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ 144,000 ጥራይ እዮም ናብ ሰማይ ዚኸዱ—td 19ሀ (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 46

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

15 ደቒቕ፦ በዚ ደቀ መዛሙርተይ ምዃንኩም ኵሉ ኺፈልጥ እዩ። (ዮሃ. 13:35) ኣብ መጽሓፍ ዓመት 2012 (እንግሊዝኛ)፡ ካብ ገጽ 217፡ ሕ.ጽ. 3፡ ክሳዕ ገጽ 221፡ ሕ.ጽ. 1፡ ከምኡውን ገጽ 221፡ ሕ.ጽ. 3 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ንሰማዕቲ ኻብቲ ተመክሮ ብዛዕባ ዝረኸብዎ ትምህርቲ ሓሳብ ኪህቡ ዓድሞም።

15 ደቒቕ፦ “ኣብ ኣገልግሎት ጠቢብ ኩን።” ብሓላው ኣገልግሎት ዚቐርብ ሕቶታትን መልስታትን። እታ ጉባኤ ነቲ ትምህርቲ ኣብ ክላ ብኸመይ ክትዓየሉ ኸም እትኽእል ግለጽ።

መዝሙር 14⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ