መደብ 7 ግንቦት እትጅምር ሰሙን
7 ግንቦት እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 6ን ጸሎትን
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
bt ምዕ. 3 ¶12-18 (25 ደቒቕ)
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ኤርምያስ 35-38 (10 ደቒቕ)
ቍ. 1፦ ኤርምያስ 36:14-26 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ቍ. 2፦ ምስ ምዉታት ምዝርራብ ኣይከኣልን እዩ—td 18ሐ (5 ደቒቕ)
ቍ. 3፦ ተግባራት ሰባት ንስምዒት ኣምላኽ ኪትንክፎ ይኽእልዶ፧—መሳ. 2:11-18 (5 ደቒቕ)
□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
20 ደቒቕ፦ ፈቲንካዮዶ፧ ምይይጥ። ነቲ ኣብዘን ቀጺለን ዘለዋ ኣብ ቀረባ ግዜ ዝወጻ ዓንቀጻት ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና ዚርከብ ሓበሬታ ኣሕጽር ኣቢልካ ብመልክዕ መደረ ኣቕርቦ፦ “ድሕር ኣይትበል” (km 10/11)፡ “ብጥበብ መክት፡” ከምኡውን “ንዅሉ ሰብ” ስበኸሉ” (km 1/12)። ነቲ ሓሳብ ብኸመይ ኣብ ግብሪ ኸም ዘውዓልዎን ብኸመይ ከም እተጠቕሙን ኪገልጹ ንሰማዕቲ ዓድሞም።
10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።
መዝሙር 14ን ጸሎትን