ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 4/12 ገጽ 10
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
km 4/12 ገጽ 10

ምልክታታት

◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ሚያዝያን ግንቦትን፦ መጽሔታት ግምቢ ዘብዐኛን ንቕሑ!ን። እቲ ብዓል ቤት ተገዳስነት እንተ ኣርእዩ፡ ነታ ሓቂ ኽትፈልጥ ትደሊዶ፧ ዘርእስታ ትራክት ሃቦ፣ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጀምር ከኣ ጻዕሪ ግበር። ሰነ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ኣብ ናይ መጀመርታ ምብጻሕ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጀምር ጽዓር። ሓምለ፦ ብሮሹራት። ኣምላኽ ብዛዕባና ብሓቂ ይግደስዶ ኢዩ፧፣ ንዘልኣለም አብ ምድሪ ብምንባር ተሐጎሱ!፣ ንቑሕ ኩን! ኣብ ስላሴ ክትኣምን ይግብኣካዶ ኢዩ፧፣ እቲ ንዘለኣለም ጸኒዑ ዝነብር መለኮታዊ ስም፣ ምስ ሞትና እንታይ ኢና እንኸውን፧፣ ዕላማ ህይወት እንታይ ኢዩ—ብኸመይ ክትረኽቦ ትኽእል፧፣ እተፍቅሮ ሰብ ምስ ዝመውት፣ ከምኡውን ንዅሎም ሰባት ዝኸውን መጽሓፍ። መናፍስቲ ምዉታት—ኪረድኡኻ ወይ ኪጐድኡኻ ይኽእሉዶ፧ ንምዃኑ ኣለዉዶ፧ መገዲ ናይ ዘለኣለም ህይወት ረኺብካያዶ፧ ተመላሊስካ ምብጻሕ ክትገብር ከለኻ ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር እትብሃል መጽሓፍ ኣላልዮ ወይ ድማ ንዅነታት እቲ ሰብ ኣብ ግምት ብምእታው፡ ሓንቲ ኻብተን ንኣምላኽ ስምዓዮ ወይ ንኣምላኽ ስምዓዮ እሞ ንዘለኣለም ክትነብር ኢኻ ዘርእስተን ብሮሹራት ኣላልዮ እሞ፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ክትመርሓሉ ጸዓር።

◼ ቅድሚ እቲ ኣኼባ ኣውራጃ እትገብሩሉ ሰሙን ኣብ ዘሎ እዋን፡ ብዛዕባ መዘኻኸሪታት ኣኼባ ኣውራጃ ንምምይያጥ መደብ እቲ ጉባኤ ኺተዓራረ ይኽእል እዩ። ድሕሪ ኣኼባ ኣውራጃ ሓደ ወይ ክልተ ወርሒ ጸኒሑ፡ ነታ ጉባኤ ዜድሊ ኣብ ዚብል ክፍሊ ብዛዕባ እቲ ኣስፋሕቲ ኣብ ኣገልግሎት ኪጠቕሞም ዚኽእል ነጥብታት ክትመያየጡ ትኽእሉ ኢኹም።

◼ ብጕዳይኩም ናብ ካልእ ሃገር ጌሽኩም፡ ኣብ ኣኼባ ኣውራጃ ኽትካፈሉ ምስ እትደልዩ፡ ኣብቲ jw.org ዚብሃል ወብ ሳይት፡ ኣብ ትሕቲ “Lookup” ዚርከብ “Conventions” ዚብል ምልክት ብምምራጽ፡ ሓጋዚ ሓበሬታ ኽትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።

◼ ኣብ መኽዘን ዝመጸ ሓድሽ፦ ዎችታወር ላያብረሪ ብእንግሊዝኛን ብፈረንሳይኛን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ