ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 1/12 ገጽ 1
  • መደብ 9 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 9 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 9 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2012
km 1/12 ገጽ 1

መደብ 9 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

9 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 53⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cf ምዕ. 16 ¶1-6 (25 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ኢሳይያስ 29-33 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ ኢሳይያስ 30:15-26 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ ካብ ደም ካልኦት ናጻ ንምዃን ምምስካር ኣድላዪ እዩ—td 12ሐ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ ዘይፍጹማት ሰባት ንስም የሆዋ ኪቕድሱ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧—ማቴ. 6:9 (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 29

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ነቶም ካልእ ቋንቋ ዚዛረቡ ስበኸሎም። ኣብታጉድ ኒውስ ፎር ፒፕል ኦቭ ኦል ኔሽንስ (ንዅሎም ኣህዛብ ዚኸውን ብስራት) ዘርእስታ ንእሽቶ መጽሓፍ፡ ኣብ ገጽ 2 ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ። ነታ ጽሕፍቲ ብኸመይ ከም እትጥቀሙላ ዜርኢ ሓደ መርኣያ ኸም ዚቐርብ ግበር።

10 ደቒቕ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብመንፈስ ኣምላኽ ከም እተጻሕፈ ዜርኢ መርትዖ። ኣብ መጽሓፍ ሪዝኒንግ ካብ ገጽ 60፡ ሕጡብ ጽሑፍ 3፡ ክሳዕ ገጽ 64 ሕጡብ ጽሑፍ 3 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ።

10 ደቒቕ፦ “ብጥበብ መክት።” ሕቶታትን መልስታትን። ንሕጡብ ጽሑፍ 2 ምስ ተመያየጥኩምላ፡ ኣብ ክልኩም ዘለዉ ሰባት ኣበይን መዓስን ኪርከቡ ኸም ዚኽእሉ፡ ንሓላው ኣገልግሎት ኣሕጽር ኣቢልካ ቓለ መጠይቕ ግበረሉ።

መዝሙር 48⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ