ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 1/11 ገጽ 2
  • መደብ 17 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 17 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 17 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2011
km 1/11 ገጽ 2

መደብ 17 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

17 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 35⁠ን ጸሎትን

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

lv ምዕ. 15 ሕ.ጽ. 18-23፡ ኣብ ገጽ 180 ዘላ ሳጹን (25 ደቒቕ)

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ እዝራ 1-5 (10 ደቒቕ)

ቍ. 1፦ እዝራ 3:1-9 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ቍ. 2፦ “ኵሉ ኺድሕን እዩ” ዚብል ሓሳብ ቅዱስ ጽሑፋዊ ኣይኰነን—td 39ሐ (5 ደቒቕ)

ቍ. 3፦ መንፈስ ናብ ኣምላኽ ዚምለስ ብኸመይ እዩ፧—መክ. 12:7 (5 ደቒቕ)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 43

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ምድግጋም ኣብ ኣገልግሎት ዘለዎ ጥቕሚ። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ኣብ ገጽ 206-207 ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ሓደ ወይ ክልተ ነጥብታት ኣሕጽር ኣቢልካ ብመርኣያ ኣቕርብ።

20 ደቒቕ፦ “ኣማራጺታትካ ትፈልጥ ዲኻ፧” ሕቶታትን መልስታትን። ነቲ ኣብ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ዘሎ ሓበሬታ ንመእተዊ፡ ነቲ ኣብ ሕጡፍ ጽሑፍ 3 ዘሎ ኸኣ ንመደምደታ ተጠቐመሉ። ብሽማግለ ዚቐርብ።

መዝሙር 7⁠ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ