ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 12/10 ገጽ 4
  • 3 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 3 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 3 ጥሪ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 12/10 ገጽ 4

3 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

3 ጥሪ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 6

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

lv ምዕ. 15 ሕ.ጽ. 1-9

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 2 ዜና መዋእል 29-32

ቍ. 1፦ 2 ዜና መዋእል 30:13-22

ቍ. 2፦ td 39ሀ ድሕነት ብበጅነታዊ መስዋእቲ የሱስ ኣቢሉ ብኣምላኽ እዩ ዚርከብ

ቍ. 3፦ ሰባት ብምኽንያት ፍርሂ ሞት፡ ባሮት ዚዀኑ ብኸመይ እዮም፧ (እብ. 2:15)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 14

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።

10 ደቒቕ፦ ፍቓድ የሆዋ ንምግባር እተፈለና ኢና። ኣብታ እተወደበ እትበሃል መጽሓፍ፡ ኣብ ገጽ 168፡ ሕጡብ ጽሑፍ 2፡ ክሳብ መወዳእታ እታ ምዕራፍ ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ።

10 ደቒቕ፦ ባህርያዊ ብዝዀነ መገዲ ስበኽ። ኣብታ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት እትበሃል መጽሓፍ ኣብ ገጽ 128፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1፡ ክሳብ ገጽ 129፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1፡ ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ። ንሓደ ተመክሮ ዘለዎ ኣስፋሒ ንሕንከት ብኸመይ ከም እተዋጽኣሉ ኺገልጽ ኣሕጽር ኣቢልካ ቓለ-መጠይቕ ግበረሉ። ኣብ ኣገልግሎት ንኸይሓንኽ ዝሓገዞ እንታይ እዩ፧

መዝሙር 17

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ