6 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
6 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
lv ምዕ. 13 ሕ.ጽ. 16-26፡ ኣብ ገጽ 156 ዘላ ሳጹን
□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 2 ዜና መዋእል 10-14
ቍ. 1: 2 ዜና መዋእል 13:1-12
ቍ. 2: የሆዋ ንቕዱሳኑ ወይ ንእሙናቱ ብኸመይ ይሕልዎም፧ (መዝ. 37:28)
ቍ. 3: td 37ለ ህይወት ንምድሓን ኢልካ ሕጊ ኣምላኽ ምጥሓስ ተቐባልነት የብሉን
□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
10 ደቒቕ፦ ምልክታታት። ሰማዕቲ ነታ መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ እትበሃል ብሮሹር ኪዕድሉ ኸለዉ ወይ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ንምጅማር ኪጥቀሙላ ኸለዉ ንዘጋጠሞም ተመክሮ ኼዘንትዉ ዓድሞም።
15 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።
10 ደቒቕ፦ ኣብ ኣገልግሎት ብኸመይ ኣኽብሮት ከተርኢ ኸም እትኽእል። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ካብ ገጽ 190 ክሳዕ ገጽ 192 ሕጡብ ጽሑፍ 2 ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ።