ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 11/10 ገጽ 5
  • 22 ሕዳር እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 22 ሕዳር እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 22 ሕዳር እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 11/10 ገጽ 5

22 ሕዳር እትጅምር ሰሙን

22 ሕዳር እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 6

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

lv ምዕ. 13 ሕ.ጽ. 1-4፡ ኣብ ጽ 148-149ገ፡ 158-159 ዘሎ ሳጹናት

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 2 ዜና መዋእል 1-5

ቍ. 1: 2 ዜና መዋእል 3:1-13

ቍ. 2: የሆዋ ነቲ ቕድሚ ክርስትና እተፈጸመ ሓጢኣት ብምንታይ መሰረት እዩ ይቕረታ ዚገብር፧ (ሮሜ 3:24, 25)

ቍ. 3: td 36ሐ ኣብ የሱስ ካብ ምእማን ንላዕሊ የድሊ

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 45

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ኣብ ታሕሳስ ዚዕደል ጽሑፍ። ምይይጥ። ንትሕዝቶ እቲ ዚዕደል ጽሑፋት ግለጽ፣ ሓደ ወይ ክልተ መእተዊታት ድማ ብመርኣያ ኣቕርብ።

20 ደቒቕ፦ “ንዘይኣማኒ መጻምድቲ ሓቂ ንኺፈልጥ ክትሕግዞ ትኽእልዶ፧” ሕቶታትን መልስታትን። ንሓደ ዘይኣማኒ መጻምድቲ ዝነበረ ኣስፋሒ ቓለ-መጠይቕ ግበረሉ። ኣብ ሓቂ ተገዳስነት ንኼሕድር ኣባላት እታ ጉባኤ ብኸመይ ሓጊዞምዎ፧

መዝሙር 16

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ