ምልክታታት
◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ነሓሰ፦ ብሮሹራት፣ መስከረም፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧፣ ጥቅምቲ፦ መጽሔታትን ሓቂ ኽትፈልጥ ትደሊዶ፧ ዘርእስታ ትራክትን። ሕዳር፦ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መልእኽቲ ሒዙ ኣሎ፧
◼ ሓለውቲ ወረዳ ኻብ ወርሒ መስከረም ኣትሒዞም፡ “ንኣዒንትኹም ካብ ምርኣይ ከንቱነት ምለስወን” ዘርእስቱ ህዝባዊ መደረ ኺህቡ እዮም።
ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።
እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።