ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 8/10 ገጽ 8
  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 8/10 ገጽ 8

ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብ ወርሒ ሚያዝያ፡ ሓድሽ ዝለዓለ ቝጽሪ ኣስፋሕቲ 8,811 በጺሑ፣ እዞም ኣስፋሕቲ እዚኣቶም ከኣ፡ 6,600 መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ መሪሖም።

እዚ ዚስዕብ ተመክሮ ኸም ዚሕብሮ፡ ገና ንሓቂ ጽምኢ ዘለዎም ብዙሓት ሰባት ኣለዉ፦ ብሸነኽ ደቡባዊ ምዕራብ ኢትዮጵያ እተመደቡ ኽልተ ግዝያውያን ፍሉያት ፈለምቲ፡ ቊጽሪ እቶም መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዚመርሑሎም ሰባት ናብ 59 ክብ በለ። ኣብ በዓል ዝኽሪ ድማ 70 ዚዀኑ ተኣከቡ፣ ብዙሓት ሰባት ንህዝቢ የሆዋ ዘለዎም ኣኽብሮት ኣዝዩ ስለ ዝወሰኸ፡ ኣብቲ ዚነብሩሉ ቝሸት፡ እታ “የሆዋ ይባርኽካ” እትብል መግለጺት ብተደጋጋሚ እያ እትስማዕ። ድሕሪ ሰለስተ ወርሒ፡ ክልተ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምርሓሎም ዝነበረ ሰባት፡ ዘይተጠምቁ ኣስፋሕቲ ዀኑ፣ ካልኦት ከኣ ዕቤት ይገብሩ ኣለዉ። እዚ ዅሉ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ወርሒ እዩ ተዓሚሙ።

ነቲ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብምጅማር ደቀ መዛሙርቲ ኽንገብር እተዋህበና መዝነት፡ ብጸሎት ንሕሰበሉ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ