ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 8/10 ገጽ 3
  • 23 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 23 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 23 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 8/10 ገጽ 3

23 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

23 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 44

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

lv ምዕ. 9 ሕ.ጽ. 1-12፡ ኣብ ገጽ 101 ዘላ ሳጹን

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 2 ነገስት 5-8

ቍ. 1፦ 2 ነገስት 6:8-19

ቍ. 2፦ td 33ለ ኣገልጋሊ ንምዃን ዜድሊ ብቕዓታት

ቍ. 3፦ ስጋዊ ትምኒት፡ ኣምላኽ ኪኸውን ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧ (ፊል. 3:18, 19)

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 52

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ኣብ መስከረም ኣብ ናይ ፈለማ ምብጻሕ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ኣብ መስከረም ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር እትበሃል መጽሓፍ ክንዕድልን ኣብ ናይ ፈለማ ምብጻሕ ሒደት ሕጡብ ጽሑፋት ምስቲ ብዓል ቤት ክንመያየጠሉ ኽንጽዕርን ኢና። እዚ ብኸመይ ኪግበር ከም ዚከኣል ግለጽ። ሓደ ወይ ክልተ መርኣያ ድማ ኣቕርብ።

20 ደቒቕ፦ “ብዘይወግዓዊ መገዲ ኽትምስክር ትኽእል ኢኻ።”—1ይ ክፋል። ኣብ ሕጡብ ጽሑፍ 1-8 ተመርኲስካ ብሕቶን መልስን ዚግበር ምይይጥ። ነቲ ኣብቲ ሕጡብ ጽሑፍ ተዋሂቡ ዘሎ ርእይቶታት ተጠቒምካ፡ ሓደ ወይ ክልተ መርኣያ ኣቕርብ።

መዝሙር 31

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ