ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 8/10 ገጽ 2
  • 16 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 16 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 16 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2010
km 8/10 ገጽ 2

16 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

16 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 44

□ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

lv ምዕ. 8 ሕ.ጽ. 19-26፡ ኣብ ገጽ 94ን 96ን ዚርከባ ሳጹናት

□ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 2 ነገስት 1-4

ቍ. 1፦ 2 ነገስት 1:1-10

ቍ. 2፦ ስጋዊ ጥሪት ነባሪ ዕግበት ዘየምጽእ ስለምንታይ እዩ፧ (መክ. 5:10)

ቍ. 3፦ td 33ሀ ኵሎም ክርስትያናት ኣገልገልቲ ኪዀኑ ኣለዎም

□ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 9

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ንተመሃራይካ ኣስፋሒ ኪኸውን ሓግዞ። ኣብታ እተወደበ እትበሃል መጽሓፍ፡ ኣብ ገጽ 78 ሕጡብ ጽሑፍ 3 ኽሳብ መወዳእታ ገጽ 80 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ።

10 ደቒቕ፦ ግብራዊ ጥቕሚ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ኣጕልሕ። ኣብታ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት እትበሃል መጽሓፍ፡ ኣብ ገጽ 158 ሕጡብ ጽሑፍ 5 ኽሳብ ገጽ 159 ሕጡብ ጽሑፍ 3 ኣብ ዘሎ ሓሳብ ተመርኲስካ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ሰማዕቲ ብዛዕባ እቲ ኣብ ከባቢኦም ንዚርከቡ ሰባት ዜሻቕሎም ነገራት ሓሳባት ኪህቡ ዓድሞም። ንኸምዚ ዝኣመሰለ ሻቕሎት ኣብ ኣቀራርባና ብኸመይ ክንጠቕሶ ኸም እንኽእል ሕተቶም።

10 ደቒቕ፦ “ብግዜኡ እተዳለወ ምግቢ።” ብሕቶን መልስን ዚግበር ምይይጥ። ዚቕጽል መዓልቲ ፍሉይ ኣኼባ መዓስ ምዃኑ ዚፍለጥ እንተ ደኣ ዀይኑ ንገር።

መዝሙር 43

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ