ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 12/09 ገጽ 4
  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
km 12/09 ገጽ 4

ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብ ብዙሕ ቦታታት፡ ሓምለን ነሓሰን ብርቱዕ ዝናም ዚወቕዓሉ ግዜ እኳ እንተ ዀነ፡ ንየሆዋ ውዳሰ ንምምጻእ እተገብረ ንጥፈታት ግን ክብ ኢሉ ነበረ። እቲ ኣብ ሓምለ እተመርሐ 6,573 ዚኣክል መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ታሪኽና ብኻልኣይ ደረጃ ዚስራዕ ኰይኑ፡ ተወሳኺ ዕቤት ኪህሉ ኸም ዚኽእል ዚሕብር እዩ። ኣብ ነሓሰ 8,672 ዚኣክል ሓድሽ ዝለዓለ ቝጽሪ ኣስፋሕትን 4.4 ሚእታዊት ዓመታዊ ወሰኽን ምንባሩ ኣሐጒሱና እዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ