ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 12/09 ገጽ 2
  • 21 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 21 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 21 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
km 12/09 ገጽ 2

21 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

21 ታሕሳስ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 23 (200)

❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cl ገጽ 293 ሕ.ጽ. 11–ገጽ 297 ሕ.ጽ. 15

❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ እያሱ 9-11

ቍ. 1፦ እያሱ 9:1-15

ቍ. 2፦ ኣርማጌዶን ከም ዝቐረበት ከመይ ጌርና ንፈልጥ፧ (lr ምዕ. 47)

ቍ. 3፦ ኣብታ ሰላም ዝሰፈና ናይ ኣምላኽ ሓዳስ ዓለም ክትነብር ትኽእል ኢኻ (lr ምዕ. 48)

❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 29 (222)

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

15 ደቒቕ፦ ግምቢ ዘብዐኛ ኸምኡውን ንቕሑ! ክትዕድል ተዳሎ። ሓደ ሓላው ጕጅለ ነቲ እተዳለዎ ኣቀራርባ ንሓደ መንእሰይ ኣስፋሒ ኺገልጸሉ ኸሎ ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ፣ እቲ ሓላዊ ነታ ኣርእስቲ ዝመረጸሉ ምኽንያትን ዚጥቀመሉ ሕቶን ጥቕስን ከኣ ይገልጸሉ። እቲ መንእሰይ ኣስፋሒ ሓደ ኺመሓየሽ ዜድልዮ ኣቀራርባ ኸም እተዳለወ ይገልጽ። ነታ እተዳለወላ ዓንቀጽ ተጠቒሞም፡ ሕቶ ኸምኡውን ጥቕሲ ይዳለዉ።

15 ደቒቕ፦ “ንተመሃሮኻ ‘ገዛእ ነፍስኻ ኣካፍል’” ብሕቶን መልስን ዚግበር ምይይጥ። ንሕጡብ ጽሑፍ 2 ምስ ተመያየጥኩምላ፡ ንሓደ ኣስፋሒ ቓለ-መጠይቕ ግበረሉ፣ ንተመሃራዩ ብሕታዊ ተገዳስነት ንምርኣይ ብዛዕባ ዚወስዶ ግብራዊ ስጕምትታት ከኣ ሕተቶ። እንታይ ፍረ ረኺቡ፧ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዝመርሓሉ ሓው ካብ ዘርኣዮ ብሕታዊ ተገዳስነት ንእተጠቕመ ሓደ ኣስፋሒ እውን ቃለ-መጠይቕ ግበረሉ።

መዝሙር 9 (37)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ