ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ
ኣብ ሰነ 8,642 ዚኣክል ሓድሽ ዝለዓለ ቝጽሪ ኣስፋሕቲ ረኺብና። ደድሕሪ ወፍሪ መቄዶንያ፡ ሓደስቲ ጕጅለታትን ተወሰኽቲ ጉባኤታትን ተመስሪተን። ከም ውጽኢቱ ኸኣ ኣብዚ ግዜ እዚ ኣብ 11 ወረዳታት፡ 166 ጉባኤታትን 41 ጕጅለታትን ኣለዋና።
ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።
እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።