ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 10/09 ገጽ 3
  • 26 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 26 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 26 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
km 10/09 ገጽ 3

26 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

26 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 23 (200)

❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cl ገጽ 264 ሕ.ጽ. 12–ገጽ 268 ሕ.ጽ. 20

❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘዳግም 11-13

ድግማ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት

❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 9 (37)

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ግምቢ ዘብዐኛ ኸምኡውን ንቕሑ! ኽትዕድል ተዳሎ። መደረ። ትሕዝቶ እተን መጽሔታት ግለጽ፣ ነቶም ኣብቲ ኽሊ ዘለዉ ሰባት ኪምስጣኦም ዚኽእላ ዓንቀጻት ኣየኖት ምዃነን ኣጕልሕ። ወላዲ ንውሉዱ፡ ንኣገልግሎት ኪዳሎ ኺሕግዞ ኸሎ ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ። እቲ ወላድን ውሉዱን ሓንቲ ዓንቀጽ ይመርጹ፡ ሕቶ የበግሱ፡ ዜንብብዎ ጥቕሲ ድማ ይመርጹ። ድሕሪኡ እቲ ውሉድ ኣቀራርባኡ ብመርኣያ የቕርብ፡ መሰናድዎ ወፈያ እውን ይጠቅስ።

10 ደቒቕ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ሰማዕቲ ኣብቲ ኽሎም ኣየናይ ምዕራፋት ዝያዳ ውጽኢታዊ ብዝዀነ መገዲ ኺጥቀሙሉ ኸም ዝኸኣሉ ሕተቶም። ነታ መጽሓፍ ኬበርክቱ ኸለዉ፡ ኣየነይቲ ሕቶ፡ ስእሊ፡ ወይ ጥቅሲ ተጠቒሞም፧ ሓደ ኣቀራርባ ብመርኣያ ኣቕርብ።

10 ደቒቕ፦ ሕቶ ሳጹን። ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ኣብታ ሳጹን ዘሎ ጥቕስታት ኪንበብን ምይይጥ ኪግበረሉን ኣለዎ።

መዝሙር 22 (130)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ