ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 10/09 ገጽ 2
  • 19 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 19 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 19 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
km 10/09 ገጽ 2

19 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

19 ጥቅምቲ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 7 (51)

❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cl ገጽ 261 ሕ.ጽ. 4–ገጽ 264 ሕ.ጽ. 11

❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ 7-10

ቍ. 1፦ ዘዳግም 9:1-14

ቍ. 2፦ ንየሱስ ከነፍቅሮ ዘሎና ስለምንታይ ኢና፧ (lr ምዕ. 38)

ቍ. 3፦ td 17መ ብቛንቋታት ምዝራብ ግዝያዊ ምድላው ነበረ

❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 11 (85)

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

15 ደቒቕ፦ ምርምር ንግንዛበኻ ኼስፍሖ ይኽእል። ኣብታ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት እትበሃል መጽሓፍ፡ ካብ ገጽ 33 ክሳዕ እቲ ኣብ ገጽ 34 ዘሎ ንኡስ ኣርእስቲ ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረ። ኣስፋሕቲ ንተመሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ እምነቶም ንኼደልድሉን ንኣገልግሎት ንኺዳለዉን ምእንቲ ኺሕግዝዎም ኢሎም፡ ምርምር ኣገባብራ ብኸመይ ከም ዜርእይዎም ግለጽ። ሓደ ኣስፋሒ ንተመሃራይ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣገዳስነት ምርምር ብኸመይ ከም ዚገልጸሉ ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ።

15 ደቒቕ፦ “ምስክርነት ተሌፎን ውጽኢታዊ ኪኸውን ይኽእል።” ብሕቶን መልስን ዚግበር ምይይጥ። ክልተ ኣስፋሕቲ በቲ ኣብታ ወርሒ ዚዕደል ገይሮም ነፍሲ ወከፎም መርኣያ ኸም ዜቕርቡ ግበር። ኣስተብህል፦ ምስክርነት ተሌፎን ክሳዕ ክንደይ ኪግበር ከም ዘለዎ ብሕጊ እታ ዓዲ ዚቕየድ እንተ ዄይኑ፡ እዚ ኣብ ግምት ኪኣቱ ኣለዎ።

መዝሙር 18 (162)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ