28 መስከረም እትጅምር ሰሙን
28 መስከረም እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 2 (15)
❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
cl ገጽ 250 ሕ.ጽ. 1–ገጽ 254 ሕ.ጽ. 9
❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘሁልቍ 33-36
ቍ. 1፦ ዘሁልቍ 33:1-23
ቍ. 2፦ ካብ ሞት ክንትንስእ ንኽእል ኢና! (lr ምዕ. 35)
ቍ. 3፦ መንግስቲ ኣምላኽ ካብ ኵለን ሰብኣውያን መንግስትታት እትበልጸሉ መገድታት
❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
መዝሙር 8 (53)
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
10 ደቒቕ፦ ንምምሃር ምሳሌታት ተጠቐም። ኣብታ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት እትበሃል መጽሓፍ፡ ካብ ገጽ 240-243 ዚርከብ ግብራዊ ሓበሬታ እተመርኰሰ መደረ።
20 ደቒቕ፦ “ብቑዓት ዘበሉ ኣናዲ።” ብሕቶን መልስን ዚግበር ምይይጥ። ኣብ ኵሉ ዓይነት ክሊ ብምዕያይ ሰናይ ኣብነት ንዝዀኑ ሓደ ወይ ክልተ ኣስፋሕቲ ቓለ-መጠይቕ ግበር።
መዝሙር 18 (162)