14 መስከረም እትጅምር ሰሙን
14 መስከረም እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 11 (85)
❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
cl ገጽ 243 ሕ.ጽ. 9–ገጽ 246 ሕ.ጽ. 15
❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘሁልቍ 26-29
ቍ. 1፦ ዘሁልቍ 27:1-14
ቍ. 2፦ ምዕዶ እንታይ እዩ፧ ኣገዳሲ ዝዀነኸ ስለምንታይ እዩ፧ (ኤፌ. 6:4)
ቍ. 3፦ የሱስ ኬዕቝበና ይኽእል እዩ (lr ምዕ. 33)
❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
መዝሙር 12 (113)
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
10 ደቒቕ፦ ተመላሊስካ ምብጻሕ ምግባር። ኣብታ እተወደበ እትበሃል መጽሓፍ፡ ኣብ ትሕቲ እቲ ኣብ ገጽ 97 ዚርከብ ንኡስ ኣርእስቲ ዘሎ ሰለስተ ሕጡብ ጽሑፍ ተመርኲስካ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ኣብታ ወርሒ ዚዕደል ጽሑፍ ንእተቐበለ ሰብ ብኸመይ ተመላሊስካ ምብጻሕ ከም ዚግበረሉ ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ።
10 ደቒቕ፦ መጽናዕታት መጽሓፍ ቅዱስ ምጅማር። ኣብታ ፍሉይ ንጥፈት ኪግበረላ እተመደበት መዓልቲ፡ መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስ ንምጅማር ጻዕሪ ምስ ተገብረ፡ እንታይ ከም እተዓመመ ተመክሮታት ኣዘንቱ፡ ወይ ንኣስፋሕቲ ቓለ-መጠይቕ ግበር። በቲ ኣብ መስከረም ዚዕደል ጽሑፍ ጌርካ፡ ኣብ መጀመርታ ምብጻሕ ብኸመይ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ከም ዚጅመር መርኣያ ኣቕርብ።
10 ደቒቕ፦ “እንታይ ኢልካ ኢኻ እትምልስ፧” ብሕቶን መልስን ዚግበር ምይይጥ።
መዝሙር 4 (43)