ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 8/09 ገጽ 10
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
km 8/09 ገጽ 10

ምልክታታት

◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ነሓሰ፦ ብሮሹራት፣ መስከረም፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧፣ ጥቅምቲ፦ መጽሔታት፣ ሕዳር፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧

◼ ኣብ መኽዘን ዝመጸ ሓድሽ፦ ኢንደክስ 2008

◼ እንደገና ኣብ መኽዘን ዝመጸ፦ እንግሊዝኛ፦ ሪዝኒን፣ ሳብሚሽን፣ ትራክት፦ T-15፣ መንእሰያት።

◼ ሓድሓደ ግዜ ኣስፋሕቲ፡ ካብ ወረዳኦም ወጻኢ ኣኼባ ወረዳን መዓልቲ ፍሉይ ኣኼባን መዓስ ከም ዚግበር ዕለት ኪፈልጡ ይሓቱ እዮም። ብዛዕባ እዚ ኽትፈልጡ ምስ እትደልዩ ነቲ ናይ ጉባኤኹም ጸሓፊ ኽትሓትዎ ንመርጽ፡ ንሱ ድማ ከም ኣድላይነቱ ንሓላው ወረዳ ወይ ንቤት ጽሕፈት ጨንፈር ኪሓትት ይኽእል።

◼ ብተመሳሳሊ፡ ናይ ብሕቲ ጽሑፋት ደልዮም ብስልኪ ዚሓቱ እውን የጋጥሙና እዮም። ንብሕትኹም እትጥቀሙሉ ጽሑፋት ምስ እተደልዩ ንናይ ጉባኤኹም ኣገልጋሊ ጽሑፋት ወይ ሓላው ኣገልግሎት ብምሕታት ተሓባበሩና።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ