7 መስከረም እትጅምር ሰሙን
7 መስከረም እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 7 (51)
❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
cl ገጽ 240 ሕ.ጽ. 1–ገጽ 243 ሕ.ጽ. 8
❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘሁልቍ 22-25
ቍ. 1፦ ዘሁልቍ 22:20-35
ቍ. 2፦ የሱስ ብኸመይ እዩ ዕቝባ ረኺቡ፧ (lr ምዕ. 32)
ቍ. 3፦ td 17ሀ መንፈሳዊ ምፍዋስ ነባሪ ጥቕምታት ኣለዎ
❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
መዝሙር 6 (45)
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
10 ደቒቕ፦ ብዛዕባ ዳሕሮት መዓልትታት ንዚለዓል ሕቶታት ዚኸውን መልሲ። ኣብታ ሪዝኒን እትበሃል መጽሓፍ (እንግሊዝኛ)፡ ካብ ገጽ 241፡ ሕጡብ ጽሑፍ 5፡ ክሳዕ ገጽ 243፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ተመርኲስካ ዚቐርብ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ንሓደ ኻብቲ ሓሳባት ኣሕጽር ኣቢልካ ብመርኣያ ኣቕርብ።
10 ደቒቕ፦ “መደብ መዓልቲ ፍሉይ ኣኼባ 2010።” ብሕቶን መልስን ዚግበር ምይይጥ።
10 ደቒቕ፦ ነቶም ብቑዓት ንምንዳይ ዜገልግል ፍቱን ሜላ። ኣብታ እተወደበ እትበሃል መጽሓፍ፡ ካብ ገጽ 95፡ ሕጡብ ጽሑፍ 2፡ ክሳዕ ገጽ 96፡ ሕጡብ ጽሑፍ 3 ተመርኲስካ ዚቐርብ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ኣብታ ጉባኤ ብኻልእ ሜላታት ምስክርነት እተረኽበ ሓደ ወይ ክልተ ተመክሮ ኸም ዚዝንቶ ወይ ብመርኣያ ኸም ዚቐርብ ግበር።
መዝሙር 4 (43)