ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 8/09 ገጽ 4
  • 24 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 24 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 24 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
km 8/09 ገጽ 4

24 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

24 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 16 (143)

❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cl ገጽ 233 ሕ.ጽ. 10–ገጽ 237 ሕ.ጽ. 18

❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘሁልቍ 14-16

ቍ. 1፦ ዘሁልቍ 14:26-43

ቍ. 2፦ ንሕጊ ኣምላኽ ምፍቃር እንታይ ማለት እዩ፧ (መዝ. 119:97)

ቍ. 3፦ ምጽንናዕ ካበይ ክንረክብ ንኽእል፧ (lr ምዕ. 31)

❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 2 (15)

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ናይ 1 መስከረም ግምቢ ዘብዐኛ ኸምኡውን ናይ መስከረም ንቕሑ! ኽትዕድል ተዳሎ። ትሕዝቶ እቲ መጽሔታት ኣሕጽር ኣቢልካ ግለጽ። ሰማዕቲ ነቲ መጽሔታት ንምብርካት እንታይ ሕቶን ጥቕስን ኪጥቀሙ ኸም ዝመደቡ ሕተቶም። ሓደ ወይ ክልተ ኣቀራርባታት ብመርኣያ ኣቕርብ።

20 ደቒቕ፦ “ንሰብኡት ንምምስካር ዜጋጥመና ብድሆ ንስገሮ።” ብሕቶን መልስን ዚግበር ምይይጥ። ሕጡብ ጽሑፍ 9 ምስ ተመያየጥኩምላ፡ ንሓደ ሽማግለ ቓለ-መጠይቕ ግበረሉ። ኣብ ጉባኤ ፍሉይ መሰላት ኣገልግሎት ምእንቲ ኺረክብ ኪመጣጠር ዝሓገዞ እንታይ እዩ፧ እንታይ ስልጠና ረኺቡ፧ ካብ መንከ፧

መዝሙር 25 (204)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ