ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 7/09 ገጽ 4
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
km 7/09 ገጽ 4

ምልክታታት

◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ሓምለን ነሓሰን፦ ብሮሹራት፣ መስከረም፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧፣ ጥቅምቲ፦ መጽሔታት።

◼ ነሓሰ ሓሙሽተ ቐዳመ-ሰናብቲ ስለ ዘለዋ፡ ሓጋዚ ፈላሚ ንምዃን እትምሽእ ወርሒ እያ።

◼ ሓድሽ ኣብ መኽዘን ዝመጸ፦ ሲዳምኛ፦ ስፕሪትስ ኦቭ ዘ ዴድ፣ እንግሊዝኛ፦ ጥሙር ጥራዝ ግምቢ ዘብዐኛ 2008፣ ኦሮምኛ፦ ናይ የሆዋ መሰኻኽርን ትምህርትን፣ ትራክት፦ መንእሰያት—ንህይወትኩም ኣብ ምንታይ መዓላ ኢኹም እተውዕልዋ፧

◼ እንደገና ኣብ መኽዘን ዝመጸ፦ መትሓዚ ባጅ፡ መትሓዚ ካርድ ክሊ፣ ኑወርኛ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር፣ እንግሊዝኛ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር፣ “ንዓ ስዓበኒ”፣ ትራክት፦ ሮድ ቱ ፓራዳይዝ፣ ብዛዕባ ምምሕልላፍ ደም እትገልጽ ዲቪዲ፣ ኦሮምኛ፦ ትራክት 15, 16, 27።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ