ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 7/09 ገጽ 4
  • 3 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 3 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 3 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
km 7/09 ገጽ 4

3 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

3 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 12 (113)

❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cl ገጽ 221 ሕ.ጽ. 9–ገጽ 224 ሕ.ጽ. 14

❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘሁልቍ 4-6

ቍ. 1፦ ዘሁልቍ 4:1-16

ቍ. 2፦ ንመን ክንእዘዝ ከም ዘሎና ኸመይ ጌርና ንፈልጥ፧ (lr ምዕ. 28)

ቍ. 3፦ td 16ለ ሰበይቲ፡ ሰብኣያ ኻብ ኣምላኽ ኪፈልያ ኸተፍቅደሉ የብላን

❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 10 (82)

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ኣብቲ ዝያዳ ዓየይቲ ዜድልዩሉ ወይ ኣብቲ ሳሕቲ ዚዕየ ኽሊ ንዘገልገሉ ኽልተ ወይ ሰለስተ ኣስፋሕቲ ቓለ-መጠይቕ ግበር። እንታይ ስክፍታታት ነይርዎም፧ ነዚኸ ብኸመይ ሰጊሮምዎ፧ የሆዋ ንጻዕርታቶም ብኸመይ ባሪኹሎም፧ ሓደ ወይ ክልተ ዝረኸብዎ ተመክሮታት ንኼዘንትዉ ወይ ኣሕጽር ኣቢሎም ብመርኣያ ንኬቕርቡ ሕተቶም።

10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።

10 ደቒቕ፦ ናይ ምምሃር ክእለትካ ንምምዕባል፡ ኣብ የሆዋ ተጸጋዕ። ኣብታ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት እትበሃል መጽሓፍ፡ ካብ ገጽ 56፡ ሕጡብ ጽሑፍ 1 ኽሳዕ ገጽ 57፡ ሕጡብ ጽሑፍ 2 ተመርኲስካ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ።

መዝሙር 17 (187)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ