መደብ 15 ሰነ እትጅምር ሰሙን
15 ሰነ እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 11 (85)
❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
cl ገጽ 199 ሕ.ጽ. 1–ገጽ 202 ሕ.ጽ. 7
❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘሌዋውያን 6-9
ቍ. 1፦ ዘሌዋውያን 8:1-17
ቍ. 2፦ td 15ሀ ኣምላኽ ንምድሪ ዘለዎ ዕላማ
ቍ. 3፦ ክንሕሱ ዘይብልና ስለምንታይ ኢና፧ (lr ምዕ. 22)
❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
መዝሙር 17 (187)
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
10 ደቒቕ፦ ብስራት ስበኽ። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ኣብ ገጽ 279 ሕጡብ ጽሑፍ 1-4 ተመርኲስካ ብውዕዉዕ ስምዒት ዚቐርብ መደረ።
10 ደቒቕ፦ ሓደ ሰብ ‘ብፍልቀት እየ ዝኣምን’ ምስ ዚብል። ኣብ መጽሓፍ ሪዝኒን፡ ኣብ ገጽ 126-128 ተመርኲስካ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ሓደ ሰብ ‘ኣምላኽ ንሰብ ብመስርሕ ፍልቀት ከም ዝፈጠሮ እየ ዚኣምን’ ምስ ዚብል እንታይ ኢልና ኸም እንምልስ ዜርኢ ሕጽር ዝበለ መርኣያ ኣቕርብ።
10 ደቒቕ፦ ”ትምህርቲ ቕድሚ ምሃብካ ግቡእ ምድላው ግበር።” ብሕቶን መልስን ዚቐርብ ምይይጥ።
መዝሙር 26 (212)