ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 5/09 ገጽ 4
  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
km 5/09 ገጽ 4

ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ካብ ወጻኢ ሃገራት ዝመጹ በጻሕትናን ኣብ ሃገርና ዘለዉ ሓያሎ ቀናኣት ኣሕዋትን ኣሓትን ነቲ ናይ ክልና ፍሉይ ወፈራ ኣገልግሎት ኣብ ወርሒ ጥሪ ብውዕዉዕ መንፈስ ጀሚሮምዎ። ብጠቕላላ ልዕሊ 22% ዝዀኑ ኣስፋሕቲ ኣብ ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልግሎት ተኻፊሎም እዮም። ሓድሽ ዝለዓለ ቝጽሪ ኣስፋሕቲ 8,517 በጺሑ፡ 6,190 መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስ ከኣ ተመሪሑ። ሰፊሕ ምስክርነት ተዋሂቡ እዩ። ሓያሎ ሓደስቲ ኽልታት ተሸፊኑ፡ ኣብቲ ቕድሚ ሕጂ ኣጸጋሚ ጌርካ ዝርአ ዝነበረ ኽልታት እውን ከይተረፈ፡ ሓያሎ ሓደስቲ መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስ ተመሪሑ እዩ። ዛጊት ኣብዚ ዓመት እዚ ብድምር 374 ሰባት ህይወቶም ወፍዮም ተጠሚቖም እዮም። ዓመታዊ ወሰኽና ድሕሪ ሓሙሽተ ወርሒ ጥራይ ድሮ 3% በጺሑ ኣሎ፣ ዓሚ ግን ኣብ ምሉእ ዓመት ዝነበረ ወሰኽ 3.5% እዩ ነይሩ። ወፈራና ኣብቲ ምስ በዓል ዝኽሪ እተተሓሓዘ ንጥፈታትና እውን ኪቕጽል ስለ ዝዀነ፡ ንየሆዋ ብቐጻሊ እንውድሰሉ ተወሳኺ ኣጋጣሚታት ኪህልወና እዩ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ