ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 4/09 ገጽ 8
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
km 4/09 ገጽ 8

ምልክታታት

◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ሚያዝያን ግንቦትን፦ መጽሔታት፣ ሰነ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧፣ ሓምለ፦ ብሮሹራት።

◼ ንኣኼባ ኣውራጃን ንኣህጉራዊ ኣኼባን 2009 ንኸነፋልጥ፡ እተወሃሃደ ዓለምለኻዊ ጻዕሪ ኺግበር እዩ። ኣስፋሕቲ ኣብ ክሎም ፍሉይ ወረቐት ዕድመ ናይ ምዕዳል ኣጋጣሚ ኺህልዎም እዩ። እዚ ወፈራ እዚ፡ ካብቲ ኣኼባ ኣውራጃ እትገብሩሉ ሰለስተ ሰሙን ኣቐዲሙ ኺጅመር እዩ።

◼ ንዅሎም ኣስፋሕቲ ዚኸውን ባጅ፡ ብጉባኤኦም ኣቢሉ ኺለኣኸሎም እዩ። ልኡኻት ኣህጉራዊ ኣኼባ እውን ነቲ ባጅ እቲ ኺጥቀሙ እዮም።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ