መደብ 4 ግንቦት እትጅምር ሰሙን
4 ግንቦት እትጅምር ሰሙን
መዝሙር 5 (46)
❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦
cl ገጽ 179 ሕ.ጽ. 1-ገጽ 182 ሕ.ጽ. 8
❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘጸኣት 23-26
ቍ. 1፦ ዘጸኣት 24:1-18
ቍ. 2፦ እቲ ብሓቂ ዜገድስ እንታይ እዩ፧ (lr ምዕ. 16)
ቍ. 3፦ td 13ሐ “ናብ ኣምላኽ ንኬቕርበና ጥራይ እዩ” ኢልካ ዚግበር ኣምልኾ ኣይፍቀድን
❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦
መዝሙር 20 (93)
5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።
5 ደቒቕ፦ “ኣብዚ ዚስዕብ ኣጋጣሚታት ትራክትታት ተጠቐም።” ኣጋጣሚታት ኪፍጠር ከሎ ትራክትታት ንኺዕድሉ ድሉዋት ኪዀኑ ኣተባብዕዮም።
10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።
15 ደቒቕ፦ ብሕታዊ ተገዳስነት ምርኣይ ዘለዎ ጥቕሚ። ኣብ ማቴዎስ 8:2, 3፣ ሉቃስ 7:11-15 ተመርኲስካ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ንሰባት ናይ ሓቂ ብሕታዊ ተገዳስነት ከነርእዮም ከለና፡ ኪሰምዑና ዝያዳ ፍቓደኛታት ዚዀኑ ስለምንታይ እዮም፧ ነቲ ብዓል ቤት ዜገድሶን ዜተሓሳስቦን ነገራት ብኸመይ ክንፈልጥ ንኽእል፧ ብዕድመ ዝደፍአ፡ መንእሰይ፡ ተመሃራይ ኮለጅ፡ ወላዲ፡ ዝሓመመ፡ ወይ ኣብ ሓዘን ዘሎ ሰብ ኬጋጥመና ኸሎ፡ ከመይ ጌርና ብሕታዊ ተገዳስነት ከነርኢ ንኽእል፧
መዝሙር 25 (204)