ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 4/09 ገጽ 3
  • መደብ 27 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 27 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 27 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
km 4/09 ገጽ 3

መደብ 27 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

27 ሚያዝያ እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 7 (51)

❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cl ገጽ 176 ሕ.ጽ. 17-ገጽ 178 ሕ.ጽ. 23 ከምኡውን ሳጹን

❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘጸኣት 19-22

ድግማ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት

❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 17 (187)

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

5 ደቒቕ፦ ሕቶ ሳጹን ኣቕርብ።

25 ደቒቕ፦ “ንግዜኻ ብግቡእ ተጠቐመሉ።” ሓላው ኣገልግሎት ነታ ጉባኤ፡ ስለቲ ኣብ ኣገልግሎት ዘሕለፈቶ ሰዓታት ይንእዳ። ከመይ ጌርና ኢና ነዚ ግዜ እዚ ውጽኢታዊ ብዝዀነ መገዲ ኽንጥቀመሉ እንኽእል፧ ሕሉፍ ሕታማት ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና ጠቓሚ ሓሳባት ይህበና እዩ። ነቲ ንመእተዊ ሕጡብ ጽሑፍ ዚኸውን ሕቶታት ተመያየጡሉ። ድሕሪኡ፡ በቲ ኣብኡ ዘሎ ሕቶታት ጌርካ፡ ሰማዕቲ ነቲ ኣርባዕተ መዳያት ኪምርምርዎ ዓድሞም፦ (ሀ) ብዕላማ ምግልጋል፣ (ለ) ብቐጻሊ ዕቤት ምግባር፣ (ሐ) ብዛዕባ ሰባት እትግደስ ምዃን፣ (መ) ብእተወደበ መገዲ ምዕያይ። ነቲ ኣብ ናይ መወዳእታ ሕጡብ ጽሑፍ ዘሎ ሓሳባት ጽሙቝ ኣቢልካ ብምቕራብ ዛዝም።

መዝሙር 9 (37)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ