ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 3/09 ገጽ 5
  • መደብ 23 መጋቢት እትጅምር ሰሙ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 23 መጋቢት እትጅምር ሰሙ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 23 መጋቢት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
km 3/09 ገጽ 5

መደብ 23 መጋቢት እትጅምር ሰሙ

23 መጋቢት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 16 (143)

❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cl ገጽ 158 ሕ.ጽ. 1-ገጽ 159 ሕ.ጽ. 7

❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘፍጥረት 47-50

ቍ. 1፦ ዘፍጥረት 48:1-16

ቍ. 2፦ ንድያብሎስ ክንፈርሆ ኣሎና ድዩ፧

ቍ. 3፦ ካብ መላእኽቲ ኣምላኽ እንረኽቦ ሓገዝ (lr ምዕ. 11)

❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 20 (93)

5 ደቒቕ፦ ምልክታታት።

10 ደቒቕ፦ ናይ 1 ሚያዝያ ግምቢ ዘብዐኛ ኸምኡውን ናይ ሚያዝያ ንቕሑ! ኽትዕድል ተዳሎ። ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ሓፈሻዊ ሓሳባት ድሕሪ ምሃብ፡ ሰማዕቲ ነቶም ኣብቲ ኽሊ ዘለዉ ሰባት ኪምስጣኦም ዚኽእላ ዓንቀጻት ኣየኖት ምዃነንን ስለምንታይን ሕተቶም። ነተን ዓንቀጻት ንምፍላጥ እንታይ ሕቶታትን ጥቕስታትን ኪጥቀሙ ይኽእሉ፧ ነፍሲ ወከፍ መጽሔት ብኸመይ ክትዕደል ከም እትኽእል መርኣያ ኣቕርብ። ኣብ ሓደ ኻብቲ መርኣያታት፡ ኣብ ተመላሊስካ ምብጻሕ ብኸመይ መጽናዕቲ ኺጅመር ከም ዚከኣል ኣርኢ።

10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።

10 ደቒቕ፦ እቲ በዓል ቤት ኪዛረብ ከሎ ጽን ኢልካ ብምስማዕን ኣረኣእያኡ ኣብ ግምት ብምእታውን ኣኽብሮት ኣርኢ። ኣብ መጽሓፍ ቤት ትምህርቲ ኣገልግሎት፡ ኣብ ገጽ 186-187 ተመርኲስካ ዚቐርብ መደረን ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥን። እቲ ኣብኡ ቐሪቡ ዘሎ ምኽሪ ብኸመይ ኪዕየየሉ ኸም ዚከኣል ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ። ድሕርዚ፡ ኣቀራርባ እቲ ኣስፋሒ ውጽኢታዊ ዝነበረ ስለምንታይ ምዃኑ ሓሳባት ኪህቡ ንሰማዕቲ ዓድሞም።

መዝሙር 23 (200)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ