ምልክታታት
◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ጥሪ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧፣ ለካቲት፦ ሓጐስ ስድራቤት፣ መጋቢት፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧፣ ሚያዝያ፦ መጽሔታት።
◼ ጉባኤታት ነቲ ሓሙስ 9 ሚያዝያ ጸሓይ ድሕሪ ምዕራባ ዚግበር በዓል ዝኽሪ ንምብዓል፡ ግቡእ መሰናድዎ ኺገብራ ኣለወን። ነፍሲ ወከፍ ጉባኤ ናይ ገዛእ ርእሳ በዓል ዝኽሪ ንምግባር ክትጽዕር ኣለዋ። ካብ ሓንቲ ንላዕሊ ጉባኤታት ሓንቲ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ዚጥቀማ ምስ ዚዀና፡ ምናልባት ሓዲአን ወይ ገሊአን ነታ ምሸት እቲኣ ኻልእ መአከቢ ቦታ ኺደልያ ይኽእላ እየን። ኵላቶም ካብቲ ኣጋጣሚ ምሉእ ብምሉእ ምእንቲ ኺጥቀሙ፡ ኣብ መንጎ ናይ ክልተ ጉባኤታት መደብ እንተ ወሓደ ናይ 40 ደቒቕ ፍልልይ ክትገብሩ ጽቡቕ እዩ።
◼ ኣብ መኽዘን ዝመጸ ሓድሽ፦ ሲዳምኛ፦ T-16፣ T-21፣ ትግርኛ፦ “ንርእስኹም ብፍቕሪ ኣምላኽ ሓልውዋ”፣ መንእሰያት ዚሓትዎ ሕቶታት—2፣ ቅዱሳት ጽሑፋት መዓልቲ መዓልቲ ምምርማር—2009፣ ኣምሓርኛ፦ “ንርእስኹም ብፍቕሪ ኣምላኽ ሓልውዋ”፣ ካብቲ ዓብዪ መምህር ተምሃር፣ ናይ ክርስትያን ግሪኽ ቅዱሳት ጽሑፋት ትርጕም ሓዳስ ዓለም፣ ቅዱሳት ጽሑፋት መዓልቲ መዓልቲ ምምርማር—2009፣ እንግሊዝኛ፦ “ንርእስኹም ብፍቕሪ ኣምላኽ ሓልውዋ”፣ መንእሰያት ዚሓትዎ ሕቶታት—2፣ ቅዱሳት ጽሑፋት መዓልቲ መዓልቲ ምምርማር—2009፣ ዓውደ-ኣዋርሕ 2009፣ ኢንደክስ 2007፣ ጂሆቫስ ደይ ብሲዲ፣ ኦሮምኛ፦ “ንርእስኹም ብፍቕሪ ኣምላኽ ሓልውዋ”፣ ቅዱሳት ጽሑፋት መዓልቲ መዓልቲ ምምርማር—2009፣ ወላይትኛ፦ “ንርእስኹም ብፍቕሪ ኣምላኽ ሓልውዋ”፣ ፈረንሳይኛ፦ “ንርእስኹም ብፍቕሪ ኣምላኽ ሓልውዋ”፣ መንእሰያት ዚሓትዎ ሕቶታት—2፣ ቅዱሳት ጽሑፋት መዓልቲ መዓልቲ ምምርማር—2009፣ ዓውደ-ኣዋርሕ 2009።