ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 1/09 ገጽ 4
  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
km 1/09 ገጽ 4

ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ

ኣብ መጀመርታ እዚ ሓድሽ ዓመት ኣገልግሎት 1,192 ዚኣክል ሓድሽ ዝለዓለ ቝጽሪ ስሩዓት ፈለምቲ ጸብጻብ ተዋሂቡ። ድምር ጸብጻብ እተዋህበ ሰዓታት (219,098) ካብቲ ዓመት ይገብር ዝነበረ ብ8% ወሰኽ ገይሩ። ዓሚ፡ ኣብ ጉባኤታትና 27 ሰባት ምንባብን ምጽሓፍን ክኢሎም። ሕጂ 162 ጉባኤታትን 39 ጕጅለታትን ምህላወን የሐጕሰና እዩ። ኣብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ፡ ኣብ ዱከም፡ ኣላዋርኬ (ጥቓ ቱላ)፡ ወልድያ፡ ከምኡውን ኣብ ኣዲስ ኣበባ የረር፡ ኣዳራሻት መንግስቲ ኣምላኽ ተዛዚሙ። እዚ ኸኣ ድምር ኣዳራሻት መንግስቲ ኣምላኽ ናብ 118 ክብ ኣቢልዎ። እዚ ጽቡቕ ፍረ የሐጕሰና እዩ፣ ካብ ኣኼባታት ኣውራጃን ፍሉይ ወፈራ ትራክትን ጸብጻባት ኪመጸና ድማ ብሃንቀውታ ንጽበ ኣሎና።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ