ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 1/09 ገጽ 4
  • መደብ 2 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መደብ 2 ለካቲት እትጅምር ሰሙን
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
  • ንኡስ ኣርእስትታት
  • 2 ለካቲት እትጅምር ሰሙን
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
km 1/09 ገጽ 4

መደብ 2 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

2 ለካቲት እትጅምር ሰሙን

መዝሙር 6 (45)

❑ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦

cl ገጽ 133 ሕ.ጽ. 13–ገጽ 136 ሕ.ጽ. 21

❑ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት፦

ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ ዘፍጥረት 21-24

ቍ. 1፦ ዘፍጥረት 22:1-18

ቍ. 2፦ “ወደይ እዚ እዩ” (lr ምዕ. 5)

ቍ. 3፦ ንኻልኦት ፍቕርና ኸነግፍሓሉ እንኽእል መገድታት (2 ቈረ. 6:11-13)

❑ ኣኼባ ኣገልግሎት፦

መዝሙር 2 (15)

5 ደቒቕ፦ ናይታ ጉባኤ ምልክታታት። ኣስፋሕቲ ናይ ጥሪ ጸብጻብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኺህቡ ኣዘኻኽሮም።

10 ደቒቕ፦ ነታ ጉባኤ ዜድሊ።

10 ደቒቕ፦ ኰለፍቲ ዘረባ ኪዀኑ ዚኽእሉ። ሓጺር መእተዊ ድሕሪ ምግባር፡ በቲ ኣብ ገጽ 7-12 እታ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ምይይጥ ብኸመይ ከም እትጅምርን እትቕጽልን ዘርእስታ ጽሕፍቲ ዘሎ ሓሳባት ጌርካ፡ ነቲ ኣብቲ ኽልና ብብዝሒ እንሰምዖ ዀላፊ ዘረባ፡ ብኸመይ ምላሽ ክንህበሉ ኸም እንኽእል ኣርኢ።

10 ደቒቕ፦ ነቶም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እምነት ዚጐድሎም ሓግዞም። ኣብ መጽሓፍ ሪዝኒን፡ ኣብ ገጽ 64-68 ተመርኲስካ ዚቐርብ ምስ ሰማዕቲ ዚግበር ምይይጥ። ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ዚለዓል እተፈላለየ ተቓውሞታት ብኸመይ ምላሽ ከም ዚወሃበሉ ተመያየጡሉ። ኣብ ክልኹም ልሙድ ዝዀነ ተቓውሞ ብኸመይ ከም እትዋጽኣሉ ዜርኢ፡ ሓደ መርኣያ ኣቕርብ።

መዝሙር 5 (46)

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ