ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 12/08 ገጽ 2
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2008
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2008
km 12/08 ገጽ 2

ምልክታታት

◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ታሕሳስ፦ ዝዓበየ ሰብኣይ ወይ ካብቲ ዓብዪ መምህር ተምሃር፣ ጥሪ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧፣ ለካቲት፦ ሓጐስ ስድራቤት፣ መጋቢት፦ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧

◼ ካብ ጥሪ-መጋቢት 2009 ኣብ ኢትዮጵያ ነቲ ብስራት ንምዝርጋሕ ፍሉይ ወፈራ ኺግበር እዩ። ኣብዚ ዓዲ ዘለዉን ካብ ወጻኢ ዚመጹን ኣስፋሕቲ፡ ኣብ ግሉል ክልታት ንኺዓዩ ኺምደቡ እዮም። ኵላትና ሓደስቲ መጽናዕትታት መጽሓፍ ቅዱስ ንምጅማር ሸቶ ብምግባር፡ ክልታትና ኽንዓዪ ተተባቢዕና ኣሎና።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ