ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 10/04 ገጽ 2
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2004
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2004
km 10/04 ገጽ 2

ምልክታታት

◼ ዚዕደል ጽሑፋት ኣብ ጥቅምቲ:- መጽሔታት ግምቢ ዘብዐኛ ኸምኡውን ንቕሑ! ሕዳር:- ለርኒን ፍሮም ዘ ግሬት ቲቸር። ታሕሳስ:- ዝዓበየ ሰብኣይ። ከም ኣማራጺ: ዘ ባይብል—ጎድስ ዎርድ ኦር ማንስ፧ ምብርካት ይከኣል እዩ። እዚ ኣብ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና ሕታም ዘሎ እታው: “ናይ 2005 ቲኦክራሲያዊ ኣገልግሎት ቤት ትምህርቲ መደብ” እዩ። ኣብ 2005 ብምልኡ ኸም መወከሲ ዀይኑ ምእንቲ ኼገልግል ከኣ ብግቡእ ኪተሓዝ ኣለዎ።

◼ ኣብ መኽዘን ዝመጸ ሓድሽ:- ዓረብኛ:- ጉድ ላንድ: ዓርኪ ኣምላኽ፣ ኑወር:- ዓርኪ ኣምላኽ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ