ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 3/03 ገጽ 7
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2003
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2003
km 3/03 ገጽ 7

ምልክታታት

◼ ዝዕደል ጽሑፋት ኣብ መጋቢት:- መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጀምር ጻዕሪ እናገበርካ መጽሓፍ ፍልጠት ዓድል። ሚያዝያን ግንቦትን:- መጽሔታት ግምቢ ዘብዐኛ ከምኡውን ንቕሑ! እቶም ሰብ ቤት እንተ ደልዮም ነቲ ዓለምለኻዊ ዕዮ ወፈያ ኽገብሩ ኸም ዝኽእሉ ኣስፋሕቲ ኽሕብርዎም ይግባእ። ተገዳስነት ንዘለዎም ሰባት ተመላሊስካ ምብጻሕ ክትገብር ከሎኻ: ብፍላይ ንመጽሓፍ ፍልጠት ኣጽኒዖም ዝወድኡ ውልቀ⁠-​ሰባት እንተ ረኺብካ: እታ ሓድነት ኣምልኾ ናይቲ ሓደ በይኑ ሓቀኛ ኣምላኽ ዘርእስታ መጽሓፍ ከተበርክተሎም ጽዓር። ሰነ:- እታ ፍልጠት እትበሃል መጽሓፍን ብቕዓት እትበሃል ብሮሹርን። እዚ ጽሑፋት እዚ ንዘለዎም ሰብ ቤት ካብቲ እታ ጉባኤ ኣብ መኽዘን ዘለዋ ብሮሹር ኣበርክተሎም።

◼ እቶም ኣብ ሚያዝያ ሓገዝቲ ፓይነራት ኰይኖም ከገልግሉ ዝደልዩ ኣስፋሕቲ: ካብ ሕጂ መደብ ክገብሩን ቀልጢፎም መሕተቲ ቕጥዒ ኽመልኡን ኣለዎም። እዚ ነቶም ሽማግለታት ዘድሊ ናይ ግራት ኣገልግሎት ምድላዋት ክገብሩ ከምኡውን እኹል መጽሔታትን ካልእ ጽሑፋትን ክቕርቡ ይሕግዞም። ኣስማት ናይ ኵሎም እቶም ሓገዝቲ ፓይነራት ኰይኖም ከገልግሉ እተፈቕደሎም ነታ ጉባኤ ኽንገር ኣለዎ።

◼ እታ ብትግርኛ እትሕተም ዝነበረት ርብዒ ዓመታዊት መጽሔት ንቕሑ! ኣቋሪጻ ኣላ።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ