ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 12/00 ገጽ 5
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2000
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2000
km 12/00 ገጽ 5

ምልክታታት

◼ ዝዕደል ጽሑፋት ኣብ ታሕሳስ:- ናብ ዘለኣለማዊ ህይወት ዝመርሕ ፍልጠት ወይ ኣብ ገነት ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ምንባር ትኽእል ኢኻ። ጥሪ:- ዝዀነ ኣብ መኽዘን ናይታ ጉባኤ ዝርከብ ቅድሚ 1986 እተሓትመ 192 ገጽ ዘለዎ መጽሓፍ። ማንካይንድስ ሰርች ፎር ጎድ እትበሃል መጽሓፍ (እንግሊዝኛ) ዘለወን ጉባኤታት እውን ከበርክትኦ ይኽእላ ኢየን። ለካቲት:- ላይፍ​—⁠ሃው ዲድ ኢት ጌት ሂር፧ ባይ ኢቮሉሽን ኦር ባይ ክሪኤሽን፧ (እንግሊዝኛ)፣ ራእይ​—⁠እቲ ዓቢ ፍጻሜኡ ቀሪቡ!፣ ወይ ዝዀነ ኣብቲ ናይ ጉባኤ መኽዘን ዘሎ 192 ገጽ ዘለዎ መጽሓፍ። መጋቢት:- ናብ ዘለኣለማዊ ህይወት ዝመርሕ ፍልጠት። ናይ ቤት ጽንዓት መጽሓፍ ቅዱስ ንምጅማር ፍሉይ ጻዕሪ ይግበር።

◼ ጉባኤታት በቲ ናይ ታሕሳስ ናይ ጽሑፋት መሕተቲ ቅጥዐን ገይረን ናይ 2000 ግምቢ ዘብዐኛ ከምኡውን ንቕሑ! ጥሙር ጥራዛት ምሕታት ክጅምራ ኣለወን። እቲ ጥሙር ጥራዛት ብእንግሊዝኛን ፈረንሳይኛን ክርከብ ይከኣል ኢዩ። እቲ ጥሙር ጥራዛት ክሳዕ ዝመጽእን ዝለኣኽን: ኣብቲ ናብ ጉባኤ ዝለኣኽ ናይ ጽሑፋት ዝርዝራት “ውዙፍ” ተባሂሉ ክጸንሕ ኢዩ። ጥሙር ጥራዛት ብፍሉይ ትእዛዝ ዝሕተት ጽሑፍ ኢዩ።

◼ ናይ 2001 በዓል ዝኽሪ ሰንበት 8 ሚያዝያ: ናይ 2002 ድማ ሓሙስ 28 መጋቢት ጸሓይ ድሕሪ ምዕራባ ክውዕል ኢዩ።

◼ ሓድሽ ኣብ መኽዘን ዝመጸ:- ዩ ካን ቢ ጎድስ ፍሬንድ (ኣምሓርኛ: እንግሊዝኛ: ፈረንሳይኛ: ኦሮምኛ)፣ ኣይዛያስ ፕሮፌሲ​—⁠ላይት ፎር ኦል ማንካይንድ (ኣምሓርኛ: እንግሊዝኛ: ፈረንሳይኛ)።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ