ኣብ ዳሕረዋይ ገጽ ተመልከት
ኣበይ ዘሎ ዳሕራዋይ ገጽ፧ ቅድሚ ሕጂ ናይ እተሓትመ ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና ዳሕረዋይ ገጽ። ኣብዛ ወርሒ እዚኣን ኣብታ እትቕጽል ወርሕን ኣብ ኣገልግሎት እነበርክቶ እተፈላለየ ብሮሹራት ብኸመይ ከም እትዕድል ሓሳብ ንምርካብ: ነቲ ናይ ሓምለን ነሓሰን 1995, 1996, ከምኡውን ናይ ሓምለ 1998 ሕታማት ርአ። ብተወሳኺውን: ኣብ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ናይ ሓምለ ሕታም ኣብ ገጽ 3 ኣዝዩ መሳጢ ምኽሪ ኣሎ።