ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 7/97 ገጽ 2
  • “መንከ ኪኸደልና እዩ፧”

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • “መንከ ኪኸደልና እዩ፧”
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1997
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ካብ ናይ ፓይነር ኣገልግሎት ዝርከብ በረኸት
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1997
  • ኣገልግሎትካ ኸተስፍሕ ትኽእልዶ፧
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2009
  • መንፈስ ወለንተኛ በረኸት የምጽእ
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2006
  • ናይ ፓይነር ኣገልግሎት—ንዓኻ ዝምልከት ድዩ፧
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1998
ዝያዳ ርአ
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1997
km 7/97 ገጽ 2

“መንከ ኪኸደልና እዩ፧”

እዚ ሕቶ እዚ ብየሆዋ ምስ ተላዕለ: ኢሳይያስ “እኔኹ ልአኸኒ” ብምባል ቀልጢፉ መለሰ። (ኢሳ. 6:⁠8) ሎሚ እቲ እኽሊ ብዙሕ ስለ ዝዀነ: ሕጂ ተመሳሳሊ ጻውዒት ይቃላሕ ኣሎ። ብዙሓት ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልገልቲ​—⁠ስርዓታውያን ፓይነራት​—⁠ብህጹጽ ይድለዩ ኣለዉ! (ማቴ. 9:​37) ወለንተኛ ንምዃን ፍቓደኛ ዲኻ፧ ፍቓደኛ እንተድኣ ኴንካ: 1 መስከረም: ምጅማር ናይ 1998 ኣገልግሎት ዓመት: ፓይነር ኴንካ ንምምዝጋብ ጽቡቕ ግዜ ኢዩ። ሽማግለታት መመልከቲ ወረቐት ክህቡኻ ዘይትውከሶም፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ