ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 7/97 ገጽ 3
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1997
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1997
km 7/97 ገጽ 3

ምልክታታት

◼ ዝዕደል ጽሑፋት ኣብ ሓምለ:⁠- ኣብ ገነት ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ምንባር ትኽእል ኢኻ። ነሓሰን መስከረምን:⁠- ዝዀነ ካብዚ ዝስዕብ 32 ገጽ ዘለዎ ብሮሹራት:⁠- ንዘልኣለም ኣብ ምድሪ ብምንባር ተሐጎሱ! ኣብ ስላሴ ክትኣምን ይግብኣካዶ ኢዩ፧ (እንግሊዝኛ): ናይ ምዉታት መናፍስቲ . . . (እንግሊዝኛ): እቲ ንዘለኣለም ጸኒዑ ዝነብር መለኮታዊ ስም (እንግሊዝኛ): ከምኡውን እታ ገነት እተምጽእ መንግስቲ (እንግሊዝኛ)። ጥቅምቲ:⁠- ናይ ግምቢ ዘብዐኛ ከምኡውን ንቕሑ! ንጽል ቅዳሓትን ኩንትራትን ምዕዳል ይከኣል ኢዩ።

◼ ወርሒ ነሓሰ ሓሙሽተ ምሉእ ቀዳመ⁠-ሰናብቲ ዘለዋ ብምዃና: ብዙሓት ኣሕዋት ሓገዝቲ ፓይነራት ንክዀኑ ምቹእ ግዜ ክኸውን ይኽእል ኢዩ።

◼ ካብ መስከረም ጀሚሮም: ናይ ወረዳ ተዓዘብቲ “ኣብቲ ናይ የሆዋ ናይ ምድሓን ሓይሊ ተወከሉ” ዘርእስቱ ህዝባዊ ዝርርብ ክህቡ ኢዮም።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ