ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • km 4/96 ገጽ 6
  • ምልክታታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ምልክታታት
  • ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1996
ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—1996
km 4/96 ገጽ 6

ምልክታታት

◼ ዝዕደል ጽሑፋት ኣብ ሚያዝያን ግንቦትን:- ንጽል ቅዳሓት ናይ ግምቢ ዘብዐኛ ከምኡውን ንቕሑ! ነቲ ብተደጋጋሚ እተዓየ ዞባ: ንዕኡ ዝሰማማዕ ዝዀነ ብሮሹር ምጥቃም እውን ይከኣል ኢዩ። ናይ ጽሑፋት ምዝገባ ክግበር ይከኣል ኢዩ። ሰነ:- እቲ ዝዓበየ ሰብኣይ ወይ ንዘለኣለም ምንባር (ኣምሓርኛ)። ሓምለን ነሓሰን:- ዝዀነ ካብዞም ዝስዕቡ 32-ገጽ ዘለዎም ናይ እንግሊዝኛ ወይ ኣምሓርኛ ብሮሹራት:- ኣምላኽ ብዛዕባና ብሓቂ ይግደስዶ ኢዩ፧ ኣብ ምድሪ ንዘለኣለም ብምንባር ተሓጐሱ! ኣብ ስላሴ ክትኣምን ይግብኣካዶ ኢዩ፧ እታ ሰላም እተምጽእ መንግስቲ: ዕላማ ህይወት እንታይ ኢዩ​—⁠ብኸመይከ ክትረኽቦ ምኸኣልካ፧ እተፍቅሮ ሰብ ክሞተካ ኸሎ: እቲ ንዘለኣለም ዝነብር መለኮታዊ ስም: ከምኡውን ናይ ምዉታት መናፍስቲ ክጠቕሙኻ ወይ ክጐድኡኻ ይኽእሉዶ፧ ብሓቂኸ ኣለዉ ድዮም፧

◼ ምስ ዕለትን ቦታን ናይቲ ኣብ ካልእ ሃገራት ዝግበር ኣውራጃዊ ኣኼባታት እተተሓሓዘ ኵሉ ሕቶታት ናብ ዝምልከቶ ጨናፍር ኣብያተ ጽሕፈት ክለኣኽ ኣለዎ። ናይተን ኣብ ምሉእ ዓለም ዘለዋ ጨናፍር ኣብያተ ጽሕፈት ኣድራሻ ኣብ መወዳእታ ገጽ ናይ ዓመት መጽሓፍ (እንግሊዝኛ) ኣሎ።

◼ መጽሓፍ ፍልጠት ኣጽኒዖም ዝወድኡ ኵሎም ተማሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ: እምነቶምን ፍልጠቶምን ምእንቲ ክዓምቝ መጽሓፍ ንዘለኣለም ምንባር ከምኡውን መጽሓፍ ኣምልኾ ብብሕቶም ከንብቡወን ክተባብዑ ኣለዎም።

◼ ሕጂ ናይ ትግርኛ ግምቢ ዘብዐኛ ምዝገባ ክግበርን ዝዕደል ድማ ክእዘዝን ይከኣል ኢዩ። ብምድሪ ዝለኣኽ ናይ ጽሑፋት ምዝገባ ንዓመት ብር 25.00 (ፓይ. 12.50)። ብኣየር ዝለኣኽ ናይ ጽሑፋት ምዝገባ ኣብ ውሽጢ ኣፍሪቃ ንዘለዋ ካልኦት ሃገራት ንዓመት ብር 45.50 (ፓይ. 33.00)፣ ኣውሮጳ/ማእከላይ ምብራቕ:- ብር 49.00 (ፓይ. 36.50)፣ ኣመሪካ: ርሑቕ ምብራቕ: ኣውስትራልያ:- ብር 56.50 (ፓይ. 44.00)። ናይ ሽዱሽተ ወርሒ ምዝገባ ናይዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ዋጋታት ፍርቂ ኢዩ ዝኽፈሎ።

◼ ኣብ መኽዘን ዘሎ ሓደስቲ ጽሑፋት:-

ዓረብኛ:- ትራክት:- ናብ ገነት እትወስድ መገዲ።

◼ ድሕሪ ቐረባ ግዜ ኣብ መኽዘን ዝህሉ ጽሑ⁠ፋት:-

ዓረብኛ:- መንእሰያት ይሓቱ፣ እተፍቅሮ ሰብ ክሞተካ ኸሎ።

እንግሊዝኛ:- ሓጐስ፣ ፍልጠት፣ መጽሓፍ ቅዱስ​—⁠ቃል ኣምላኽ ድዩ ወይስ ናይ ሰብ፣ መንእሰያት ይሓቱ፣ ኢንሳይት፣ ኢንዴክስ 1991-1994፣ ናይ 1996 ዓውደ-ኣዋርሕ፣ ናይ ግምቢ ዘብዐኛ ጥሙር ጥራዛት 1951, 1952፣ ትራክትታት:- T-14፣ T-15፣ T-19፣ T-20፣ T-21 ከምኡውን ናብ ገነት እትወስድ መገዲ፣ መዝሙር ምስጋና (ኣብ 8 ሲዲ እተመልአ ሙዚቃ)።

ብቛንቋ ፈረንሳ:- ቅዱሳት ጽሑፋት መዓልቲ-መዓልቲ ምምርማር 1996

ብቛንቋ ሶማል:- ብምንባር ተሓጐሱ።

ብረይል:- ፍልጠት፣ መጽሓፍ ቅዱስ

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ